መልእክቲ ብስእሊ icons Design

€19.00

ኣሕጽር ኣቢልኩም ከመይ ከም ዝደለኹም ኣብሩሁለይ

ስእሊ ናይ ዝደለኩሞ  ዓይነትን ብዝደለኩሞ ዓይነት ሕብርን  ዓቀንን ክሰርሓልኩም ይክእል ኢየ

ኣብ ውሽጢ ሰሙን ሰሪሐ የረክበኩም