ስመይ ኤርሚያ ይበሃል፣ ከም መለለዪ ፣መወዓዊዒ ኮነ ናይ ኢንተርነት ድካን ኣብ ሓጺር ጊዜ ሰሪሐ የረክብ ኢየ።
ርኸቡኒ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻይ
ከም ዝደለኩሞ ዓይነቱን ቅርጹን ሕብሩን ዕብየቱን ክሰርሓልኩም ይክእል ኢየ
ኣብ ውሽጢ ሰሙን ሰሪሐ የረክበኩም
ፖስተር ከም ዝደለኩሞ ዓይነትን ብዝደለኩሞ ዓይነት ክሰርሓልኩም ይክእል ኢየ
ምሕዳስ መለለዪ ንከም ዝደለኩሞ
ኣብ ውሽጢ ሰሙን ሰሪሐ የረክበኩም።
ትካልኩም ናይ ኣብ ጐግለ ማፕ ምምዝጋብ ኣጎጉለት ይሰርሕ ኢየ።
ናትኩም ኣጎልጉሎት ኮነ ንብረት ተርእይሉ ወይ ከኣ ትሸጡሉ፣
ከመይ ገርኩም ከም ተመሓድርዎ ኪገልጸልኩም ኢየ ።